Home
ሃዋርያዊ ተሓድሶ
ቅድሚ 4 ዓሰርተታት ዓመታት ኣብ መላእ ምድሪ ዝተኣወጀ ሓድሽ ምንቅስቓስ እግዚኣብሄር ኣሎ:: እዚ ምንቅስቓስ እግዚኣብሄር ሃዋርያዊ ተሓድሶ ይብሃል:: ኣብዚ ሓድሽ ምንቅስቓስ እግዚኣብሄር ንቕርጺ ቤተርክርስቲያናትና የሐይሉን ንኣቃውማ ናይ እምነትና ይሃንጹን ዘለዉ ሓደሽቲ ነገራት ናብ ምግላጽ መጺኦም እዮም::